ብኣዘናጋዒ መንገዲ ትግርኛ ተመሃር!

Free interactive resources to learn Tigrinya language for learners of all ages. Start your journey today with quizzes, stories, and comprehensive learning materials.

ትግርኛ

ትሕዝቶታት መርምር / Learning Resources

Comprehensive tools and materials to help you master Tigrinya at your own pace

ነቲ ናይ ትምህርቲ ግዜ ሰሓብን ኣዘናጋዕን ዝገብርዎ ነገራት

Everything you need to learn Tigrinya effectively and enjoyably

🧩

ጸወታታት

ኣዛምድ፡ ቃላት መስርት፡ ሓቂ ወይ ሓሶት፡ ምሉእ ሓሳብ ስራሕ ...ወዘተ።

📚

ናይ ዛንታታት ግዜ

ሓጸርቲ ምስ ዓመይቲ ኣሳእል ሃነጽቲ ዛንታታት፡ ብቕዓት ምንባብን ምዝራብን ንምዕባይ።

📖

ድጅታል መጻሕፍቲ (PDF)

ሓጸርቲ ሓሳባት አብ ኢንተርነት አብ ዘይብሉ ቦታ ንምልምማድ ክወርድ ዝኽእል መጻሕፍቲ።