📚 መምሃሪ መጻሕፍቲ

ናጻ ናይ ትግርኛ መምሃሪ መጻሕፍቲ

📖

መጽሓፍ ፊደላት ትግርኛ

መምሃሪ 31 ፊደላት ትግርኛ

  • ✅ 31 መሰረታውያን ፊደላት ትግርኛ
  • ✅ መላመዲ

ነዚ መምሃሪ ፊደላት ትግርኛ ኣብዚ "ክፈት" ወይ "ኣውርድ" ዝብል መልጎም ብምጥዋቅ ብናጻ ተመሃርሉ።

🎨

ሕብርታትን ቅርጽታትን

ብስእልታት ብዝተሰነየ መንገዲ ቃላት ሕብርን ቅርጽታትን ተመሃር

  • ✅ 10 ሕብርታት
  • ✅ መሰረታውያን ቅርጽታት
  • ✅ መላመዲ
  • ✅ ባዶ ቦታ ምላእ

ነዚ መምሃሪ ሕብርታትን ቅርጽታትን ኣብዚ "ክፈት" ወይ "ኣውርድ" ዝብል መልጎም ብምጥዋቅ ብናጻ ተመሃርሉ።

🔢

ቁጽርታት 1-100

ትምህርቲ ቁጽርታት ብትግርኛ ምንባብን ምጽሓፍን

  • ✅ ቁጽርታት 1-100
  • ✅ ቁጽርታት ብትግርኛ
  • ✅ ምልላይ ቁጽርታት
  • ✅ ዝጎደሉ ቁጽርታት መልእ

ነዚ መምሃሪ ቁጽርታት ኣብዚ "ክፈት" ወይ "ኣውርድ" ዝብል መልጎም ብምጥዋቅ ብናጻ ተመሃርሉ።

👨‍👩‍👧‍👦

ቤተ-ሰብ

ሰንሰለት ዝምድናታት ተመሃር

  • ✅ ስድራ-ቤት
  • ✅ ቤተ-ሰብ
  • ✅ ዝምድናታት
  • ✅ መላመዲ

ነዚ መምሃሪ ቤተ-ሰብ ኣብዚ "ክፈት" ወይ "ኣውርድ" ዝብል መልጎም ብምጥዋቅ ብናጻ ተመሃርሉ።

🏠

ቤትን መዓልታዊ ንጥፈታትን

መሰረታውያን ናይ ገዛ ኣቕሑን፡ ንጥፈታትን ቃላት

⏳ ኣብ ቀረባ ግዜ

እዚ መምሃሪ እዚ ኣብ መስርሕ እዩ ዘሎ። ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኣብዚ ክዝርጋሕን ክትጥቀምሉን ኢኹም!

🌍

ተፈጥሮን እንስሳታትን

ኣስማት ተፈጥሮን እንስሳታትን ተመሃር

⏳ ኣብ ቀረባ ግዜ

እዚ መምሃሪ እዚ ኣብ መስርሕ እዩ ዘሎ። ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኣብዚ ክዝርጋሕን ክትጥቀምሉን ኢኹም!